ንስኺ ኢኺ ሃበነይ
ሉቦናዊ ቀንዴለይ
ዘይትፈርስ እርዲ ዱልዱል ካልኪዳነይ
ባህገይን ሃንቀውታይን
ሰሲንኪ ተርኒኢኪ
ክትነብሪ ኢዩ ሃገረይ።

ብኣልማዝ ብኡንቂ
ዘይልወት ፍቕርኪ
ፍቕረይ ኣላይተይ
ሃገረይ ንስኺ ኢኺ፡፡

ኤርምያስ ሰመረ, ካብ ኣትላንታ USA.


ሰማእታትና ቢሃበን ንዘኪር